ፖሊስ ህይወቱ ንሃገርን ህዝቢን አሕሊፉ ዝህብ ዘሎ ሓይሊ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኩሉ ግዘ ህይወቱ ንህዝቢን ሃገርን ኣሕሊፉ ዝሃበ፤ ንኽብሪ ሃገሩን ባንዲርኡን ልዑል መስዋእቲ እናኸፈለ ዝርከብ ሓይሊ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ክብረ በዓል “ልዕሊ ርእስኻ ንሃገርን ህዝቢን!” ፖሊስ…