ኣሸንዳ፣ ማሪያ፣ ሻደይ፣ ኣሸንድዬ፣ ሶለልን ዓይኒ ዋሪን ኣብ ዩኔስኮ ንኽምዝገቡ ምድላው ሰነድ መምረፂ ምዝዛሙ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሸንዳ፣ ማሪያ፣ ሻደይ፣ ኣሸንድዬ፣ ሶለልን ዓይኒ ዋሪን ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰሱ ሓድጊታት ኮይኖም ንኽምዝገቡ ምድላው ሰነድ መምረፂ ምዝዛሙ በዓል ስልጣን መፅናዕቲን ሓለዋን ሓድጊታት ኣፍሊጡ።
ተመራማሪ ባህሊ እቲ መዓል ስልጣን ኣይተ ገዛሀኝ ግርማ፥…