Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 71 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ንዓብዪ ህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 71 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ። ክፍለ ከተማ ልደታ ንክፍለ ከተማ ኣራዳ ዋንጫ ህዳሰ ግድብ ዘረከበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ብምክትል…

ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሕ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብዚ ዓመት ብዝተፈለየ ምልክዑ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሕ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ። እቲ ሩባ ኣንፈት ኣብ ዝሰሓተሉ ክልል ዓፋር ድማ ዜጋታት ንኽመዛበሉን ንብረቶም ከዓኑን ካብ ምግባሩ ብተወሳኺ ዝባፅሑ ዝራእቲ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ…

ዩትዩብ ምስ ቲክቶክ ዝወዳደር ሓዲሽ መተግበሪ ኣብ ህንዲ ክፍትን እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩትዩብ ምስ ቲክቶክ ዝመሳሰልን ዝወዳደርን ሓዲሽ መተግበሪ ሰሪሑ ኣብ ህንዲ ክፍትኖ ምዃኑ ገሊፁ። ዩትዩብ ኣብዚ ሓዲሽ ዝዝርግሖ ዘሎ መተግበሪ ሓደ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ካብ 15 ካልኢት/ሰከንድታት ዘይበዝሕ ገይሩ ከምዘዳልውን ምስቲ ብቻይና ዝውነን…

ኣብ ኣፍሪካ ምርመራ ላብራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም ሰባት ውሽጢ 10 ሚኢታዊ ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ብዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 12 ሚሊየን ሰባት ምርመራ ተገይሩሎም። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሕዚ ምርመራ ላብራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም ሰባት ውሽጢ10 ሚኢታዊ ዝኾኑ ቫይረስ ኮሮና…

ብሓደጋ ውሑጅ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምድጋፍ ህፁፅን ዘላቒን ተግባራት ብምፍላይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓደጋ ውሑጅ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምድጋፍ ዘኽእል ህፁፅን ዘላቒን ተግባራት ብምፍላይ ይስራሕ ምህላዉ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ብዝምልከት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚልን ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…

ኣብ 31 ትካላት ዝተፈላለዩ ክፍተታት ድሕንነት ሳይበር ከምዝፈለየ ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብዝገበሮ ኦዲት ድሕንነት ሳይበር ኣብ 31 ትካላት ተቓላዕነት ጥቕዓት ሳይበር ከምዝፈለየን ክእረሙ ከምዝገበረን ገሊፁ። ሓላፊ ኦዲት ድሕንነት ሳይበርን ኢቫሉዌሽን ዲቪዥንን እቲ ኤጀንሲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 256 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 786…

ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትወልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ታሴራ ትውልዲ ኢትዮጵያ ምሕዳስን ምቕባልን ዝኽእልሉ ስርዓት ተግባራዊ ምዃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትወልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ታሴራ(Origin ID)  ትውልዲ ኢትዮጵያ ምሕዳስን ምቕባልን ዝኽእልሉ ስርዓት ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ። እቲ ሰርዓት ኤጄንሲ ኢሚግሬሽን ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን፣ ኤምባሲ…

1 ሺሕን 440 ኢትዮጵያውያን ካብ ጂዳ ናብ ሃገሮም ከምዝምለሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)1 ሺሕን 440 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ፣ ጂዳ ናብ ሃገሮም ኣብ ወርሒ መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝምለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ መስፍን ገብረማርያም፥ እቶም ዜጋታት…

የሺሃይድ ሱጋ ንሺንዞ ኣቤ ብምትካእ መራሒ ገዛኢ ውድብ ጃፓን ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገዛኢ ውድብ ጃፓን ሎሚ ንጎሆ ኣብ ዝገበሮ መረፃ የሺሃይድ ሱጋንሺንዞ ኣቤ ብምትካእ መራሒ ገዛኢ ውድብ ጃፓን ንክኾኑ ሓሪዩዎም። እቶም ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ብምዃን ዝተመዘዙ ቀዳማይ ሚኒስትር ናይታ ሃገር ናይ ምዃን ተኽእልኦም ልዑል ኢዩ ተባሂሉ።…