ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 274 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓርብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጅዳ ኣብ ውሽጢ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝነበሩ 247 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ እኒ ኣይተ ጃዋር ኣእቲዮምዎ ዝተብሃለ መሳርሒ ሳትላይት ብምትካልን ብምሕባእን ክሲ ዝተኸፈተሎም ኣይተ ሚሻ ኣደም ጉዳዮም ኣብዘየለዉሉ ተመልኪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ እኒ ኣይተ ጃዋር ኣእቲዮምዎ ዝተብሃለ መሳርሒ ሳትላይት ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምትካልን ብምሕባእን ብገበም ዘይሕጋዊ ዝርገሐ መስመር ቴሌኮም ክሲ ዝተመስረተሎም ኣይተ ሚሻ ኣደም ጉዳዮም ኣብዘየለዉሉ ተመልኪቱ። ኣይተ ሚሻ ኣደም ብብር 20 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምንቅስቓስ ምትእኽኻብ እቶት ፕጀክታት ልምዓት ኮይሻ፣ ወንጪን ጎርጎራን ብዝምልከት ምስ ኮሚቴ መተሓባበሪ መኣዲ ንሃገር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምንቅስቓስ ምትእኽኻብ እቶት ፕጀክታት ልምዓት ኮይሻ፣ ወንጪን ጎርጎራን ብዝምልከት ምስ ኮሚቴ መተሓባበሪ መኣዲ ንሃገር ተዛቲዮም። ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ነዚ ተግባር እናለገሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ዕቤት ዓውዲ ሕርሻ ንምድጋፍ 80 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ዓለም ዕቤት ዓውዲ ሕርሻ ንምድጋፍን ኣብ ንኡሽተይ መሬት ዝሓርሱ ሓረስቶት ዝሐሸ ኣማራፂ ንምፍጣርን ዘዓለመ 80 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ። ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ባንኪ ዓለም ኣካል እቲ ባንኪ ዝኾነ ማሕበር ዓለም ለኸ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ንምርግጋዕን ልዕልነት ሕጊ ንምኽባርን ብዕቱብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ንምርግጋዕን ልዕልነት ሕጊ ንምኽባርን ቢሮ ፀፅታን ህንፀት ሰላምን እቲ ክልል ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ተዋዲዱ ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ስለዝኾነ ድማ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 5 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንዲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙዋ ሰባት ቁፅሮም 5 ሚሊየን 20 ሺሕን 359 ከምዝበፅሐ ኣፍሊጣ። እቲ ኣብ ህንዲ ዝተመዝገበ ቁፅሪ፥ ብብርኪ ዓለም በቲ ቫይረስ ካብ ዝተጠቕዓ ሃገራት ኣብ መበል ካልአይ ደረጃ ዝሰርዓ ኢዩ። ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 700 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 24 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 700 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 65 ሺሕን 486…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጃዋር መሓመድን ኣይተ በቀለ ገርባን ንኽራኸቡ ዘቕረቡዎ ስምዕታ ስዒቡ እቲ ኣፈፃፅማ ንምርኣይ ብመሰረት ዝተውሃበ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ጃዋር መሓመድን ኣይተ በቀለ ገርባን ንኽራኸቡ ዘቕረቡዎ ስምዕታ ስዒቡ እቲ ኣፈፃፅማ ንምርኣይ ብመሰረት ዝተውሃበ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ተወካሊ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እውን እቲ ትእዛዝ ከምዝተፈፀመ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂበን Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ በባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ምደባ ስራሕን ሂበን። ዝተጀመረ ለውጢ ተጠናኺሩ ንኽቕፅልን ብዝተፈላለዩ እዋናት ዝለዓሉ ናይ ህዝቢ ቅሬታታት ንምምላስን ምሽግሻግ ኣመራርሓታትን ሓደሽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ዘሎ ዘተ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ዘሎ ዘተ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዘለዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ክሳብ ሐዚ ዝነበረ ጉዕዞን ቀፀልቲ ኣንፈታትን…