ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕስለ ኣንበጣ ንምጥፋእ ዘኽእል ነፀጋ ኬሚካል ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ 700 ሄክታር መሬት ዞባ ደቡብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕስለ ኣንበጣ ንምጥፋእ ዘኽእል ነፀጋ ኬሚካል ይካየድ ምህላዉ ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገፀርን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ኣዝርእቲ እቲ ቢሮ ኣይተ ዘነበ ክብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖታት ብር ዝትክኡ ሓደሽቲ ዓይነታት ገንዘብ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖት ገንዘብ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቕያር መተዓዳደጊ ዝኸውን ሓዱሽ ዓይነት ገንዘብ ምጥቃም ከምእትጅምር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብብርኪ ዓለም ትማሊ ዝለዓለ መጠን መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ትማሊ ዝለዓለ ሓዲሽ መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ከም ዝተመዝገበ ገሊፁ። እቲ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ዝተመዝገበ ብዝሒ መልከፍቲ 307 ሺሕን 930 እንትኸውን፥ ቅድሚ ሐዚ ኣብ ሓደ መዓልቲ ክንድ'ዚ ቁፅሪ ተመዝጊቡ ኣይፈልጥን ተባሂሉ።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 1 ሺሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 162 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 413 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 301…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ወርሒ መስከረም ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ኢየን Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ወርሒ መስከረም 2013 ዓ.ም ብኽፋል ተዓፂየን ከምዝፀንሓ ላይለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እዚ ድማ ኣቢያተ ፍርዲ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ካብ 10 መጋቢት ክሳብ 10 ሓምለ 2012 ዓ.ም ብኽፋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ንግድብ ህዳሰ 233 ሺህን 557 ዶላር ህያብን ዕድጊት ቦንድን ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ንግድብ ህዳሰ 233 ሺህን 557 ዶላር ኣሜሪካ ህያብን ዕድጊት ቦንድን ፈፂሞም። ኣብተን ሃገራት ዝነብሩ እትዮጵያውያንን ትልዲ እትዮጵያን፥ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣስተዋፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዙ ጥሒሱ ብምውፃእ ክሳብ 30 ኪ.ሜ ኣብ ዘኣክል ቦታ ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዙ ጥሒሱ ብምውፃእ ክሳብ 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዘኣክል ቦታ ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ። እቲ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኣሚባራ ጥሒሱ ዝወፅአ ማይ፥ ኣንፈቱ ናብ ዝራእቲን መንደራትን ብምግባር ኣብ ልዕሊ ዝራእቲን ጉድኣት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቃላይ ሃረማያ ማይ ምዕቛሩ ስዒቡ ዘላቒ ንምግባር ስራሕቲ ምፅራግ ተኻይዱሉ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቃላይ ሃረማያ ማይ ምዕቛሩ ስዒቡ ዘላቒ ንምግባር ብዝብል ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ረሳሓት ነገራት ናይ ምፅራግ ስራሕቲ ተገይሩሉ። ቃላይ ሃረማያ ልዕሊ 15 ዓማውቲ ደሪቑ ምፅንሑ ይፍለጥ። ለካቲት 1996 ዓ.ም ሙሉእ ብሙሉእ ዝነቐፀ እቲ ቃላይ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ዝተመረቐ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት ኣብ ውሽጢ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ኢዩ። ቢ.ጂ.ኣይ ጥዕና ኢትዮጵያ፥ ንዕዳጋ ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት 4 ሰባት ዘጥፈአ ኣባል ፖሊስ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መስከረም ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ በዓልቲ እንድኡ ብዝተፈጠረ ግዚያዊ ዘይምርድዳእ ብክላሽንኮቭ ተኩይሱ ህይወት 4 ሰባት ዘጥፈአ ኣባል ፖሊስ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ዉልቀ ሰብ ገበን ቅትለት ዝፈፀመ 1 መስከረም 2013 ዓ. ም…