Fana: At a Speed of Life!

ኣመሪካ ንኢራናዊ ጀነራል ቃሲም ሶሌማኒ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኵድስ እናተብሃለ ንዝፅዋዕ ፍሉይ ወተሃደራዊ ሓይሊ ኢራን ብላዕላዋይነት ዝመርሕ ጀነራል ቃሲም ሶሌማኒ ብኣመሪካ ከምዝተቐትለ መንግስቲ ኣመሪካ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ዒራቕ ዝተቐትለ ጀነራል፥ ኣብ ኢራን ዓብይ ፅልዋ ዝነበሮ ወሳኒ ሰብ እዩ። እቲ…

ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት ዕለተ ቀዳምን ሰምበትን ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዕለተ ቀዳምን ሰምበትን ክሳለጥ ኢዩ። እቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝካይድ ጉባኤ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ዝወሃብሉ ክኸውን ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 831 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ማእኸል መቆፃፀሪ ትራፊክ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 831 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ዘመናዊ ማእኸል መቆፃፀሪ ትራፊክ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብቲ ሰነድ ቢሮ ኮንስትራክሽን ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኩባኒያ ኮሙዩኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን ቻይናን(ሲ ሲ ሲ ሲ)…

ኣብ ርእሰ ከተማ ኢንዶኔዥያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 21 ሳባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍቢሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ኢንዶኔዥያ ጃካርታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 21 ሳባት ምሕላፉ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ውሕጅ ኣውሎ ንፋስ ዝተሓወሶ ሓያል ማይ ብምውቅዑ ዝተልዓለ እንትኸውን፥ ሓዱሽ ዓመት ንምቕባል ናብ ኣደባባይ ዝወፅኡ ዜጋታት ሓደጋ በፂሑዎም።…

መንግስቲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ግደ ክብ ንምባል ደገፍ ክገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ዘለዎ ግደ ክብ ንምባል ደገፍ ክገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ካልኣይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ምንቕናቕ ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ኣብ…

ባይቶ ወከል ህዝቢቲ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ 5ይ ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ብመሰረት እዚ፥ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበበ ረቂቕ ኣዋጅ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዝዝቲ እንትኸውን፥ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበበ ረቂቕ ኣዋጅ ድማ…

ብልፅግና ፓርቲ መእንተ ትውልዲ እምበር መእንተ ምርጫ ኢሉ ኣይሰርሕን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልፅግና ፓርቲ መእንተ ትውልዲ እምበር መእንተ ምርጫ ኢሉ ኣይሰርሕን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ። መዛዘሚ መድረኽ ግንዛበ መርሃ ግብሪን ሕገ ደንቢን ብልፅግና ፓርቲ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ክሕለወሎም ተማሕፂኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ምስ ብልሽውና ተኣሳሲሩ ኣብ ዝቐረበሎም ክሲ ናይ ዘይምኽሳስ መሰሎም ክሕለወሎም ሓቲቶም። እቲ ውሳነ ኣብ መፃኢ ወርሒ መጋቢት መረፃ ክሳብ ዝካየድ ዕረፍቲ ክህቦም እዩ ተባሂሉ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

ብሄራዊ ግልጋሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ን532 ሰብ ሞያታት ግብረ ሓይሊ ፀረ ግብረ ራዕዲ ስልጠና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ካብ መላእ ሃገር ትካላት ፀጥጻን ኻበሬጻን ንዝተውፃእፅኡ ን532 ሰብ ሞያታት ግብረ ሓይሊ ፀረ-ግብረ ራዕዲ ስልጠና ምሃቡ ኣፍሊጡ። እቲ ግልጋሎት ምስ ምክልኻል ሃገር፣ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽን…