Fana: At a Speed of Life!

ህይወት 4 ሰባት ዘጥፈአ ኣባል ፖሊስ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መስከረም ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ በዓልቲ እንድኡ ብዝተፈጠረ ግዚያዊ ዘይምርድዳእ ብክላሽንኮቭ ተኩይሱ ህይወት 4 ሰባት ዘጥፈአ ኣባል ፖሊስ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ዉልቀ ሰብ ገበን ቅትለት ዝፈፀመ 1 መስከረም 2013 ዓ. ም…

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኣፍጋኒስታንን ጉጅለ ጣሊባንን ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ኣፍጋኒስታንን ጉጅለ ጣሊባንን ክካየድ'ዩ ዝተባህለ ዘተ ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ምድንጓይ ኣብ ኳታር ጀሚሩ። ኣብ ፅምብል መኽፈቲ እቲ ዘተ ንምስታፍ ናብ ዶሓ ዘምርሑ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፐዮ ነቲ ዘተ ታሪኻዊ ክብሉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ሓምለዋይ ኣብዮት ኣፍሪካ ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ተመክሮ ኢትዮጵያ ኣሕሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ሓምለዋይ ኣብዮት ኣፍሪካ ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ተመክሮ ኢትዮጵያ ኣሕሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማንን ምህዞ ዝተሓወሶ ንክኸውንን ኣብ ምግባር ብዙሕ ስራሕ ከምዘድሊ ተዛሪቦም።…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 789 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 12 ሺሕን 164 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 789 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

ዋና ዳይሬክተር  ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክተር  ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ንውድብ ጥዕና ዓለም ብዋና ዳይሬክተርነት እናመርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊ ዶክተር ቴድሮስ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዕደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዕደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እውን ተረኺበን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ እቲ ዑደት ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንኣረጋውያን፣ ጎደና ሓደርን ንፀገም ዝተቓልዑ ጉድኣት ኣካልን እንግዶት ምሳሕ ገይሮም። እቲ እንግዶት ምሳሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን…

147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝነበሩ 147 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ኣብ ሓዱሽ ዓመት ባህሊ ምትሕግጋዝና ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ባህሊ ምትሕግጋዝና ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣቦታት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ገሊፆም። ሓደሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ቀዳማዊ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰረት ብልፅግና ናይ ምንባር ስራሕ ኣብ 2013 ዓ.ም ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰረት ብልፅግና ናይ ምንባር ስራሕ ኣብ 2013 ዓ.ም ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፓርቲ ብልፅግና ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ 2012 ዓ.ም ህልውና እዛ ሃገር…