ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር 551 ንዝኾኑ ተሓነፅቲ ይቅርታ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ፌዴራል፣ ክልልን ቤት ህንፀት ሰራዊት ምክልኻልን ዝነበሩ 551 ተሃነፅቲ ፌዴራል ብዝተፈላለዩ መለክዒታት ይቅርታ ተገይሩ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቦርድ ይቕሬታን ምሕረትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ ኣዋናዊ ጉዳያት ድሕንነት ኣድሂቡ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ ኣዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነት ኣድሂቡ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሃቀኑ፣ ዝፈሸሉን ጉድኣት ዘብፅሑን ብሄራዊ ስግኣታት ድሕንነት ብዝርዝር ተመልኪቱ። ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ህዝቢና ኢዩ ህዝብና ዝጎድእ ስጉምቲ ብምውሳድ ፅባሕ ዘናሰሐና ተግባር ክንፍፅም ኣይንደሊን – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ህዝቢና ኢዩ ህዝብና ዝጎድእ ስጉምቲ ወሲድና ጥፍኣት ብምክያድ ፅባሕ ዘናሰሐና ተግባር ክንፍፅም ኣይንደሊን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሓጎስ ጎደፋይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብብር 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኣብ ዝህነፅ ዘሎ ሪፈራል ሆስፒታትል ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትገራይ ዶክተር ሓጎስ ጎደፋይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብብር 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኣብ ዝህነፅ ዘሎ ሪፈራል ሆስፒታትል ዑደት ኣካይዶም። እቲ ሆስፒታል ኣብ ትሕቲ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ብምዃን ዝህነፅ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ሃገር ሕጊ ንምኽባር ብዝተገበረ ስራሕ ቁፅፅርን ክትትልን 141 ሺሕን 369 ኣሽከርከርቲ ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተዳለወ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ትራፊክ ሎሚ መዓልቲ መዓቲልቲ ቁፅፅር ኮይና ተኸቢራ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ እታ መዓልቲ ብዝምልከት ከምዝበለኦ፥ ስርዓት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዝተተኸለ መሳርሒ መመርመሪ ቫይረስኮሮና ዕላዊ ስርሑ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 6 ሚልየን ወፃኢ ዝተገበረሉ ብሓልዮት ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣግኣዚ ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተበርከተ መሳርሒ መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ማእኸል ላቦራቶሪ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ተመሪቑ ዕላዊ ስርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሎም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣምባሳደራት እታ ከተማ ኢዮም – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንበሪኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኩሎም ኣምባሳደራት እታ ከተማ ከምዝኾኑ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ሎሚ መዓል 3 ጳጉሜን 2012 ዓ.ም መዓልቲ ኣምባሳደርነት ብምዃን “ኣነ እውን ኣምባሳደር ከተማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ልዕሊ 11 ሄክታር ዝራእቲ ሽኮር ኣገዳ፣ ጡጥን ካልኦትን ጉድኣት በፂሑ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ኣብ ወረዳ ኣሚባራ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ሰበኽ ሳግም፣ ኣብ ምርምር ሕርሻን ዝራእቲ ሰብ ሃፍቲን ዘብፀሖ ጉድኣት ተጎብኒዩ። ኣብቲ እዋን ዑደት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ሕርሻ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ን1 ሺሕን 29 መኮንናት ሓይሊ ኣየር ዕብየት መዓርግ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ን1 ሺሕን 29 መኮንናት ሓይሊ ኣየር ዕብየት መዓርግ ሂቡ። ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ጀነራል ይልማ መርዳሳ ነቲ ዕብየት መዓርግ ሂቦም። እቲ መዓርግ ዕብየት ንተወሳኺ ሓላፍነት ዝዕድም ብምዃኑ፥ እቶም መኮንናት ዝተጀመሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ መልእኽተኛ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም። ኣብቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ፥ ባህጊ ክልቲአን ሃገራት ብዘማልእ መልክዑ…