ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ተወዳዳሪነት ትካላት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ሂባ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ተወዳዳሪነት ትካላት ውሽጢ ዓዲ ትኹረት ሂባ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ምሁራት ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ተግባራዊ እናገበረቶ እትርከብ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣድህቦ ካብ ዝሃበትሎም ጉዳያት ሓደ፥ ኣባል ሃገር ትካል…