ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ዘለሎ ሓገዝ ንምትእንጋድ ትካላት ፌዴራል ዘሳተፈ ብሄራዊ ኮሚቴ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ዘለሎ ሓገዝ ንምትእንጋድ ትካላት ፌዴራል ዘሳተፈ ብሄራዊ ኮሚቴ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣመልኪቱ ኣብ ዝሰተሰናድአ መድረኽ ከምዝበለኦ፥…