ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 14 ተጠርጠርቲ ትሽዓተ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣስሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 14 ተጠርጠርቲ ትሽዓተ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣስሚዑ።
ዓቃቤ ሕጊ 15 መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ከምዘዳለወ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ካብዚኦም እቶም ኣርባዕተ ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታትን ጊዘ ምስክርነት…