Fana: At a Speed of Life!

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቦይንግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጒጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቦይንግ ዴኒስ ሙይለንበርግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጒጎም። እቲ ስጉምቲ ነቲ ኩባንያ ዝሐሸ ዓርሰ-እምነት ንክፈጥር ክሕግዞ እዩ ተባሂሉ። ግዚያዊ ኣቦ -መንበር እቲ ኩባንያ ኮይኖም ዝፀንሑ ዴቪድ ካልሁን፥ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 13…

ትግራይ ንቅድሚት ንክትስጉም ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ-ዶ/ር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ትግራይ ንቅድሚት ክትስጉም ትኽእል ኩሉ ናይ ቀደም እናደገምና እናደጋገምና ብምስራሕና ዘይኮነስ፣ ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ ክብሉ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን…

ምስ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፕሮጀክት መገዲ ባቡር ኣዋሽ – ኮምቦልቻ – ሃራ ገበያ ተታሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ትካላት ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፕሮጀክት ዝርገሐ መገዲ ባቡር ኣዋሽ - ኮምቦልቻ - ሃራ ገበያ ተታሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ምድሪ ባቡርን ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምስምዕማዕ ብመንግስቲ ዕልባት ረኺቡ። 390 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ…

ተመራመርቲ ስነ ፈለክ ቻይና ካብ ስርዓተ ፀሓይ ወፃኢ ዝኾነት ኤክሶፕላኔት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተመራመርቲ ስነ ፈለክ ቻይና ካብ ስርዓተ ፀሓይ ወፃኢ ዝኾነት ኤክሶፕላኔት ከምዝረኸቡ ተገሊፁ። እታ ፕላኔት “ወንግሹ” ን “ዢሂ”ን ዝብል ሽም ዝተውሃባ እንትኸውን፥ “ወንግሹ”ን “ዢሂ”ን ማለት ድማ ፀሓይ ኣምላኽ ወይ ወርሒ ከዓ ኣምላኽ ማለት ኢዩ።…

ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋቲት ጋንታ ቢርኪርካራ ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና። ኢትዮጵያዊት ተፃዋቲት መስመር ምጥቃዕ ሎዛ አበራ  ኣብ ፕሜር ሊግ ደቂ ኣነስትዮ ማልታ ብሉፅ ብቕዓታ እናርአየት ትርከብ። ብመሰረት እዚ ድማ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ 13፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣብ ዝገበረኦ ዑደት፥ ካብቲ ዩኒቨርሲት ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣነስትዮ ተምሃሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…

ስርናይ ካብ ወፃኢ ዓዲ ነዘይምእታው ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ ካብ ወፃኢ ዝኣቱ ስርናይ ንምቕራይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥ ልዕሊ 14 ሺሕ ሄክታር ስርናይ ቆላ ብመስኖ እናለምዐ ምዃኑ ተዛሪቦም። ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ…

ስዑዲ ዓረብ ኣብ ቅትለት ጋዜጠኛ ጀማል ካሾጊ ኢድ ኣለዎም ዝበለቶም ሰባት ብሞት ክቕፅዑ በዪና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ ቅትለት ጋዜጠኛ ጀማል ካሾጊ ኢድ ኣለዎም ዝበለቶም ሓሙሽተ ሰባት ብሞት ክቕፅዑ በዪና። ጀማል ካሾጊ ንመንግስቲ ስዑድ ዓረብ ዝነቅፍ ዝነበረ ጋዜጤኛ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ቱርኪ ናብ ዝርከብ ቆንስል ስዑዲ ጉዳዩ ከሳልጥ…

ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ሙዚቃዊ ምድላዋቱ ኣብ ኣስመራ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ዝምራሕ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናይ መጠቓለሊ ሙዚቃዊ ምድላዋቱ ኣብ ኣስመራ ሲኒማ ሮማ ኣቕሪቡ። ኮሚሽን ባህሊን ስፖርትን ኤርትራ ኣምባሳደር ዘመዴ ተኽለ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር…

“ቱር ሓድነት ትግራይ” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)“ቱር ሓድነት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 12 ክሳብ 26 ታሕሳስ ዝካየድ ውድድር ኮርሶ ብሽክለታ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ። ብኽሊቲኡ ፆታ ንዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዝካየድ እቲ ውድድር፥ 6 ኪሎ ሜትሮ…