ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብተሽከርካሪ ብዝተገበረ ተፍቲሽ ዝተፈላለዩ ሸጓጉጢን ጠያይቲን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብተሽከርካሪ ብዝተገበረ ተፍቲሽ ዝተፈላለዩ ሸጓጉጢን ጠያይቲን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መጥቃዕቲ ንምፍፃምን ሰላም ንምዝራግን ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ዝግበር ክትትል…