ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ እንትቕተል ሓቢራቶ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ላምሮት ከማል ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስርት ቤት ፍርዲ ፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ እንትቕተል ሓቢራቶ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ላምሮት ከማል ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስርት ቤት ፍርዲ ፈቒዱ።
መርማሪ ፖሊስ እቲ ጉዳይ ንዝተመልከተ ታረኛ ቆፀሮ ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ፌዴራል ደረጃ ኣራዳ…