ቢዝነስ ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንከተማ ባህርዳር ብር 42 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር 42 ሚሊየን ንከተማ ባህርዳር ሓገዝ ገይሩ። ኣብቲ ዝተገበረ ሓገዝ ኣድሂቡ ድማ፥ መተሓባበሪ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ቫይረሰ ኮረና ዶክተር ሙሉነሽ ኣበበ፣ ሓላፊ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ፀገማት እቲ ዓውዲ ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ኣብ ኣሰራርሓ እቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ገሊፁ። ስትራቴጂ 10 ዓመት ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ብብርኪ ሃገር እናተዳለወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መኣዲ ንሃገር” ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኣዲ ንሃገር ኢትዮጵያውያን፣ ትልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያንን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ኣሰሮም ዘንብሩሉ ኢዩ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተገበረሉ እዋን፥ “ገንዘብ፣ ፍልጠትን ጉልበትን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 1 ሺሕን 652 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 22 ሺሕን 252 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 652 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ትማሊ ቁፅሪ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቐመጡ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝፍፅሞም ዘለዉ ተግባራት ከምዝድግፉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ምስ ዝቐመጡ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ዓለም ለኻዊ ትካላትን ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ከንቲባ ብዋናነት ኣብ ምገባ ተምሃሮ፣ ማእኸላት ስራሕቲ ኢደጥበበን ኣይኖን ሓዊሱ ካልኦት ኣብታ ከተማ…
ቢዝነስ 23 ሺሕ ግራም ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እንትወፅእ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)23 ሺሕ ግራም ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር እንትወፅእ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ መጠን ወርቂ ናይጄሪያዊ ዜግነት ዘለዎ ውልቀ ሰብ ካብ ሃገር ንምውፃእ ኣብ መገዲ ኣየር ቦሌ ከምዝተትሓዘ እቲ ሚኒስቴር ተዛሪቡ። እቲ ውልቀ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ነዳዲ ዝፀዓና ኣርባዕተ መራኽብ ኢራን ዓጊታ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ነዳዲ ፅዒነን ናብ ቬንዝወላ ዝጓዓዛ ዝነበራ ኣርባዕተ መራኽብ ኢራን ከም ዝሓዘት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ፍትሒ እታ ሃገር ከምዝበሎ፥ ነተን ነዳዲ ዝፀዓና መራኽብ ብዕውት መገዲ ከም ዝሓዘን ኣፍሊጡ ኢዩ። እንተኾነ እተን ነዳዲ ዝፀዓና መራኽብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ንምሕጋዝ ዓሊሙ ሎሚ ንጎሆ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ። ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ፥…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ትማሊ ን987 ሰባት ብዝተገበረ ላብራቶሪ 131 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ ን987 ሰባት ብዝተገበረ ላብራቶሪ 131 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓደ ኣብ ማእኸል መሐከሚ መቐለ ኣብ ክትትል ከቢድ ፅኑዕ ሕክምና ዝነበሩ ወዲ 70 ዓመት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ምምልኻዕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት አመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምምልኻዕ ሸገር ንዝተዋፈሩ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ፥ ኣብ ፅባቐ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓለ ለውጢ ንዝገበሩን ገንዘቦም፣ ጊዜኦምን ጉልበቶምን…