ትእምት ሓደጋ ውሕጅ ንዝበፅሖ ህዝቢ ዓፋር ልዕሊ ብር 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምግባረ-ሰናይ ትእምት ምስ ትራንስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ብምኽንያት ምምላእ ሩባ ኣዋሽ ንሓደጋ ውሕጅ ዝተቓልዑ ወገናት ልዕሊ ብር 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ።
ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኣስሓይታ ብምኽንያት እቲ ሓደጋ ካብ ቤት…