ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስ፥ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንዝሃብዎ ርእይቶ መብርሂ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ሬይነር ናብ ቤት ፅሕፈቶም ብምፅዋዕ ሓቲተምዎም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ንማይክ ሬይነር፥ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንዝሃብዎ ርእይቶ እዮም …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ሉኡላውነት ኢትዮጵያ ምድፋር ንዝኾነ ይኹን ኣካል ኣይረብሕን-መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መሰል ባህጊ ምልማዕ ኢትዮጵያውያን፤ እቲ ስራሕ እውን ውፅኢት ረሃፅ ልእላዊ ህዝቢ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣመልኪቱ መድረኽ ዘተ ፓናል የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣመልኪቱ መድረኽ ዘተ ፓናል ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓውዲ ኦፕሬሽን ኣይተ ሰጠኝ እንግዳው ከመዝበልዎ፥ እቲ መድረኽ ዘተ ጉዕዞን ኣበርክቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ ሰልጠንቲ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ መበል 33 ዙር ሰልጠንቲ መባእታዊ ኮማንዶ፣ መበል ዓስራይ መባእታዊ ፍሉይ ሓይሊን ፀረ ግብረ ራዕዲን የመርቕ ኣሎ። እቲ ስነ ስርዓት ምርቓ፥ ምክትል ጠቅላይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንሱዳን ካብ መዝገብ ደገፍቲ ግብረ ራዕዲ ኣሜሪካ ዘልዕላ ክታም ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ምስ እስራኤል ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ክትምስርት ከምዝተሰማምዐት ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ንሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ኣሜሪካ ድሕሪ ምልዓሎም'ዩ ነቲ ምስ እስራኤል ዝተበፅሐ ስምምዕ ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፀባፅባ ምርጫ ዘድሃበ ስልጠና ንጋዜጠኛታት ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀባፅባ ምርጫ ዘድሃበ ስልጠና ንጋዜጠኛታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና “ዩ ኤስ ኤጀንሲ ፎር ግሎባል” ሚድያን ድምፂ ኣሜሪካን ኢዮም ኣሰናድአምዎ። እቲ ስልጠና ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰለማዊ፣…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 536 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 538 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 536 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 92 ሺሕን 229…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶናልድ ትራምፕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝሃብዎ ርእይቶ ካብኦም ትፅቢት ዘይግበር ኢዩ – ሴናተር ጄሰን ክሮው Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝሃብዎ ርእይቶ ካብኦም ትፅቢት ዘይግበር ኢዩ ክብሉ ሴናተር ኣሜሪካ ጄሰን ክሮው ተቓዊሞምዎ። እቶም ሴናተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ ከምዝበልዎ፥ “ግብፂ ህዳሰ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ሰብ ኣብዘለዎ ብምዃን ንኢትዮጵያ 24 ሰዓት ዘብዒ ክኾን ይግባእ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩሉ ሰብ ኣብዘለዎ ብምዃን ንኢትዮጵያ 24ሰዓት ዘብዒ ክኾን ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ብፅንዓት ህዝባ ደው ዝበለት ሃገር ኢያ ዝበለ እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ህይወቶም ገቢሮም ክእዝዝዋ ብዝተዳለዉ ደቃ እንበር ንኡሽተይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዝገባ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ሚኒሰስትር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ምዝገባ ካብ 16 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ኩለን ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝካየድ ኢዩ እቲ ሚኒስትር ግሊፁ ዘሎ። ከይዲ ምዝገባ…