ሕብረተሰብ ክፍጠር ካብ ዝኽእል ምምላእ ሩባታትን ሃንደበታዊ ሓደጋ ውሕጅን ባዕሉ ክሕሉ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ክፍጠር ካብ ዝኽእል ምምላእ ሩባታትን ሃንደበታዊ ሓደጋ ውሕጅን ባዕሉ ክሕሉ ከምዝግባእ ብሄራ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ኤጀንሲ ብሄራዊ ሜትዮሮሎጂን ኣተሓሳሲቦም።
እቲ ጉዳይ ዝምልከቶም ሓለፍቲ ስራሕ ክልቲአን ትካላት ምስ ፋና…