ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ምሕላዉ ግደ ህዝቢ መተካእታ ከምዘይብሉ ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ምሕላዉ ግደ ህዝቢ መተካእታ ከምዘይብሉ ኣማሓዳሪ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣይተ ርስቁ ኣለማው ገሊፆም።
ኣይተ ርስቁ ነዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ፣ ከተማ ዓዲ ሕርዲ ምስ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን…