ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ 2020 ንክናዋሕ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ 2020 እታ ሃገር ንክናዋሕ ሓቲቶም። እቲ ምርጫ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ወርሒ ሕዳር ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉ እንትኸውን፥ ግዝኣታት እታ ሃገር ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰል ቀዳምነት ይኹን እዋናዊ ግልጋሎት ወሓዚ ሩባ ኣባይ ኣብቲ ሩባ ናይ ምጥቃም መሰል ኢትዮጵያ ዘይግድብ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዘሎ መሰል ቀዳምነት ይኹን እዋናዊ ግልጋሎት ኣብቲ ሩባ ናይ ምጥቃም መሰል ኢትዮጵያ ዘይግድብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ክሊ ማዕቐፍ ሕጊ ተፋሰስ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ሃይድሮ ፖለቲክስን ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንመላእ ህዝበ ሙስሊም እንኳዕ ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ዓረፋ ንኢትዮጵያውያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ንሰዓብቲ እምነት እስልምና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ንበጀት ዓመት 2013 ዝኸውን ልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ንበጀት ዓመት 2013 ዝኸውን ልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሓምሻይ ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን እውን ኣፅዲቑ። ብተወሳኺ ንበጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 83 ሚኢታዊ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ሃገር ካብ ዝተትሓዘ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2012 ክሳብ ሐዚ 83 ሚኢታዊ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ልዕሊ 47 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ልዕሊ 47 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ ከምዝበልኡ፥ እቲ ዝተረኸበ እቶት ኣብ'ዚ ዓመት ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ህንድን ኣብ ዶባዊ ወጥሪ ኣብ ዘለዋሉ እዋን ህንዲ ምዕቡላት ነፈርቲ ኲናት ካብ ፈረንሳይ ከምዝዓደገት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይናን ህንድን ኣብ ዶባዊ ወጥሪ ኣብ ዘለዋሉ እዋን ሓይሊ ኣየር ህንዲ ‘ራፋል’ ዝተሰመያ ምዕቡላት ነፈርቲ ኲናት ካብ ፈረንሳይ ተረኪቡ። ህንዲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2016 ዓ.ም 36 ምዕቡላት ነፈርቲ ኲናት ካብ ፈረንሳይ ክትዕድግ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ንዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ስዒቡ ስራሕቲ ምፅራይ ብምክያድ ተጠርጠርቲ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዶብ ኮንሶን ኣሌን ኣብ ቀረባ መዓልታት ብምኽኒያት ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ህይወት 21 ሰባት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ ጉድኣት ኣካልን ዕንወት ንብረትን እውን ከምዘጋጠመ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኒሃል ዴንግ ኒሃልን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብፍላይ ድማ ኣብ ልምዓት…