ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ልዕሊ 100 ሺሕ ዝኾነ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ምቕያር ከምዘይከኣል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ልዕሊ 100 ሺሕ ዝኾነ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ምቕያር ከምዘይከኣል ተገሊፁ።
ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክረትር ይናገር ደሴ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀነኣ ያደታን፥ 4…