ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ከይትጥቀም ዝበፅሓ ዝነበረ ስእነት ፍትሒ ምምላእ ማይ ብምስላጥ ዓቢዪ ገድሊ ፈፂማ ኣላ – ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ከይትጥቀም ዝበፅሓ ዝነበረ ስእነት ፍትሒ ምምላእ ማይ ብምስላጥ ዓቢዪ ገድሊ ከምዝተፈፀመ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ገሊፆም።
ምስ ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝነበሮም እቶም ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር፥…