ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላቦራቶሪታት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን ከምዝካየድ ኢንስቲትት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቶም ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 150…