ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሑጅ ዝተኸበቡ ወገናት ብሄሊኮፕተር ናይ ምውፃእ ስራሕ ምዝዛሙ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሑጅ ተኸቢቦም ዝነበሩ ወገናት ብሄሊኮፕተር ናይ ምውፃእ ስራሕ ምዝዛሙ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስነት ምግብን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣባላት ምክልኻል ሃገርን ሓይሊ ኣየርን ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ መንግስቲን ህዝብን…