ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሱዳን ኣብ ግዝኣት ዳርፉር ተወሰኽቲ ወታደራት ከምተስፍር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳንተወሰኽቲ ወታደራት ኣብ ግዝኣት ዳርፉር ከምተስፍር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጦም። ብቕድሚ ትማሊ ኣብቲ ከባቢ መንነቶም ዘይተፈለጡ ዕጡቓት ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ 60 ንፁሃን ዜጋታት ንሕልፈት ተቓሊዐም ኢዮም። ቅድም ክብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ትሰርሕ መኪና ብህያብ ተበርኪቱሎም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ትሰርሕ መኪና ካብ ኣካል ኩባኒያ ሃዩንዳይ ዝኾነ ማራቶን ሞተርስ ብህያብ ተበርኪቱሎም። እታ መኪና ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተገጣጠመት ፈላመይቲ መኪና ኢያ ተባሂሉ። ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ አበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ኢዴፓ ዝኾኑ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም፡፡ ኣይተ ልደቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቤት ፍርዲ ወረዳ ቢሸፍቱ ኢዮም ቀሪቦም። እቶም ተጠርጣሪ 23 ሰነ 2012 ዓ.ም ኣብ ከታተማ ቢሾፍቱ ንመናእሰይ ገንዘብ ብመሃብ ንጎንጺን…
ኮሮናቫይረስ ኮቪድ -19 ናይ ምምርማር ዓቕምና ኣጠናኺርና ኢና – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዓቕሚ ምምርማር ኮቪድ 19 ከምዝተጠናኸረ ቀዳማይ ሚኒሰትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ካብ ሞንጎ መመርመሪ ኮቪድ-19 ዘገልግሉ ሓደ ሚሊየን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 720 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 527 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 720 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 14 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሰኣኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጋሩ ሰብ ሃፍቲ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፌደራልን ፈፀምቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተጋሩ ሰብ ሃፍቲ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፌደራልን ፈፀምቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛትዮም። ኣፍቲ ዘተ “መንግስቲ ፌደራል ከጥቀዐካ እዩ፣ ትግራይን ህዝባን ይግለሉ ኣለዉ ወዘተ ዝብሉ ፕሮፖጋንዳታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰሜን ኮሪያ ፈላማይ ተጠርጣሪ ቫይረስ ኮሮና ምረካባ ስዒቡ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰሜን ኮሪያ ፈላማይ ተጠርጣሪ ቫይረስ ኮሮና ምረካባ ስዒቡ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ። እታ ሃገር ንፈለማ እዋን ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠርጠረ ሰብ ከምዝተረኸበ ኣፍሊጣ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዓለምና ብፍላይ ድማ ኣብ ቻይና ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ሓደጋ ትራፊክ ብ17 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት መጠን ሓደጋ ትራፊክ ብ17 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። ኣብ መእተዊ ናህሪ መገዲ ኣዲስ ኣበባ - ኣዳማ “በሰላታት ሓደጋ ትራፊክ እናሓሰብና ሓምለዋይ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 555 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 490 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ልዕሊ 372 ሺሕን 812 ብዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣብ ማእኸል ልምዓትን ርዳእታ ኣወሊያ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ዲስትሪክት ምዕራብ ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ኣብ ማእኸል ልምዓትን ርዳእታ ኣወሊያ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጡ። ኣበቲ መርሃ ግብሪ 1000 ፈልሲታት ዝተተኸሉ እንትኾኑ፥ ካብ ሞንገ…