Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሞንጎ ሰራሕተኛታት ዋርዲያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ሓደ ጨንፈር ባንኪ እናት ዝተዋፈሪ ውልቀ ሰባት ብዝፈተጠረ ጎንፂ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ጎንፂ ኣብ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ ሰለስተ ከባቢ ሞርኒግ ስታር ሞል ኣብ ዝርከብ ባንኪ እናት ጨንፈር…

ኣብ ስራሕቲ ስፈን ሸኽላን ተዋፊረን መዕበይ ዓቕሚ ስልጠና ዝረኸባ ደቂ ኣነስትዮ ተመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስራሕቲ ስፈን ሸኽላን ተዋፊረን ንተኸታተልቲ ኣርብዓን ሓሙሽተን መዓልትታት መዕበዪ ዓቕሚ ስልጠና ዝረኸባ ደቂ ኣነስትዮ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቐን። እቲ ስልጠና ብቢሮ ባህልን ቱሪዝም ክልል ትግራይ ዝተወሃበ እዩ። ፍቕርን ረብሓን እቲ ሞያ…

ልዕሊ 550 ሚልየን ብር ዘመዝገቡ 91 ሰብ ሃፍቲ ኣብ ከተማ ሽረ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2012 ዓ.ም ን91ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝሃበ ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ክላስተር ሽረ ኣፍሊጡ ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ልዕሊ 550 ሚልየን ብር ርእሰማል ዘመዝገቡ ኢዮም። ተተካኢ ሓላፊ ቤት…

40 ጨንፈራት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ዘመናዊ ግልጋሎት ምሃብ ክጅምራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)40 ጨንፈራት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ካብ ዝቕፅል ዕለተ ሶኒ ጀሚረን ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ዘመናዊ ኣሰራርሓ ከምዝህባ ተገሊፁ። ኣካያዲ ስራሕ እታ ትካል ኣይተ ሙልጌታ ብርሃነ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኽልተ ዓመታት ኣብዛ ሃገር ንዝተፈጠረ…

ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 67 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 67 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሸውዓተ ኣዋርሕ ብዝምልከት ትማሊ ኣብ ሆቴል ሸራተን…

ኣብ ጣልያን ብኮሮናቫይረስ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 197 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያን ዝርግሐ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝርአ ኣትሒዙ ብሰንኪ እቲ ሕማም  መዓልታዊ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 197 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ብሰንኪ እቲ ሕማም 49 ሰባት ከም ዝሞቱን ናይቲ ሕማም ምልክት ዝተረኣዮም ድማ 4 ሺሕን…

ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና ክህነፁ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና ከምዝህነፁ ተገሊፁ። እቶም 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና፥ ብ91 ሚሊየን ብር ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ትማሊ ተኸቲሙ።…

ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብሓድነት ተረባሪብና ብምዝዛም ኢትዮጵያ ካብ ባዕላ ሓሊፋ ፍልፍል ሓይሊ ጎረባብቲ ሃገራት ንምግባር ክንሰርሕ ኢና – ቀ/ሚ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ኣብ ከተማ ተርጫ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ነበርቲ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ድኽነት ምክፍፋል ከምዘስዕብ ገሊፆም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ሕብረትን ጅግንነትን…

ኩልና ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበልና ፓርቲታት ፖለቲካን ማሕበራትን ድሌት ህዝብታትና ዝኾኑ ሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራስን ክነንግስ ይግባእ – ዶ/ር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበሉ ኮሎም ፓርቲታት ፖለቲካን ማሕበራትን ብሓባር ብምዃን ድሌት ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራስን ከንግሱ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። መስራቲ…

ማልት ምስ ዓለምለኸ ሮታሪን ህዝብን ብምትሕብባር ኣብ ጣብያ ጥዕና ዕዳጋ ሓሙስ ብልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዘህነፅዎ ክፍሊ መጥባሕቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ፣ ዓለምለኸ ሮታሪ (ቤልጅየም) ግዝኣት ምዕራብ ቭላንድረን ዝተሃንፀ ክፍሊ መጥባሕቲ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ፅንብል ተመሪቑ። እቲ ከፍሊ መጥባሕቲ 18 ሓምለ 2010 ዓ.ም ኢዩ ሰረት እምነ ኩርናዕ…