ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ብሩንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንሽርታት መሬት ህይወት 15 ሰባት ክምዝሓለፈ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ብሩንዲ ቡጅምብራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንሽርታት መሬት ብውሑዱ 15 ሰባት ህይወቶም ክምዝሓለፈ ተገሊፁ። ቀዳምን ሰምበትን ዝወቕዐ ሓያል ማይ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ምንሽርታት መሬት ብውሕዱ ህይወት 15 ሰባት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ 30 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ዘለዉዋ መስሕባት ቱሪዝም ዝመጣጠን ኣታዊ ንኽትረክብ እናሰርሐ ምዃኑ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዘለዉዋ መስሕባት ቱሪዝም ዝመጣጠን ኣታዊ ንኽትረክብ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ ምስ ፋና ብሮድካሰቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዑል ገበን ግዕዝይና ተፈፂሙሎም ተባሂሎም ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ትካላት ዝተገበረ መፅናዕቲ ተዛዚሙ – ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ገበን ግዕዝይና ተፈፂሙሎም ተባሂሎም ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ትካላት ዝተገበረ መፅናዕቲ ምዝዘዛሙ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቦይንግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጒጎም Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቦይንግ ዴኒስ ሙይለንበርግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጒጎም። እቲ ስጉምቲ ነቲ ኩባንያ ዝሐሸ ዓርሰ-እምነት ንክፈጥር ክሕግዞ እዩ ተባሂሉ። ግዚያዊ ኣቦ -መንበር እቲ ኩባንያ ኮይኖም ዝፀንሑ ዴቪድ ካልሁን፥ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 13…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ንቅድሚት ንክትስጉም ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ-ዶ/ር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ትግራይ ንቅድሚት ክትስጉም ትኽእል ኩሉ ናይ ቀደም እናደገምና እናደጋገምና ብምስራሕና ዘይኮነስ፣ ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ ክብሉ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፕሮጀክት መገዲ ባቡር ኣዋሽ – ኮምቦልቻ – ሃራ ገበያ ተታሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ትካላት ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ… Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፕሮጀክት ዝርገሐ መገዲ ባቡር ኣዋሽ - ኮምቦልቻ - ሃራ ገበያ ተታሓሒዙ ኣብ ሞንጎ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ምድሪ ባቡርን ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምስምዕማዕ ብመንግስቲ ዕልባት ረኺቡ። 390 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ…
ቴክኖሎጂ ተመራመርቲ ስነ ፈለክ ቻይና ካብ ስርዓተ ፀሓይ ወፃኢ ዝኾነት ኤክሶፕላኔት ረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተመራመርቲ ስነ ፈለክ ቻይና ካብ ስርዓተ ፀሓይ ወፃኢ ዝኾነት ኤክሶፕላኔት ከምዝረኸቡ ተገሊፁ። እታ ፕላኔት “ወንግሹ” ን “ዢሂ”ን ዝብል ሽም ዝተውሃባ እንትኸውን፥ “ወንግሹ”ን “ዢሂ”ን ማለት ድማ ፀሓይ ኣምላኽ ወይ ወርሒ ከዓ ኣምላኽ ማለት ኢዩ።…
ስፓርት ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋቲት ጋንታ ቢርኪርካራ ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና። ኢትዮጵያዊት ተፃዋቲት መስመር ምጥቃዕ ሎዛ አበራ ኣብ ፕሜር ሊግ ደቂ ኣነስትዮ ማልታ ብሉፅ ብቕዓታ እናርአየት ትርከብ። ብመሰረት እዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ 13፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣብ ዝገበረኦ ዑደት፥ ካብቲ ዩኒቨርሲት ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣነስትዮ ተምሃሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርናይ ካብ ወፃኢ ዓዲ ነዘይምእታው ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ ካብ ወፃኢ ዝኣቱ ስርናይ ንምቕራይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥ ልዕሊ 14 ሺሕ ሄክታር ስርናይ ቆላ ብመስኖ እናለምዐ ምዃኑ ተዛሪቦም። ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ…