ኣብ ስሩዕ 24 ሰዓት መዓልታዊ መግለፂ ካብ ዝተውሃበ ሓበሬታ ብተወሳኺ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 4 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስሩዕ 24 ሰዓታት ካብ ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ብተወሳኺ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣርባዕተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ክልል ኣብ 41 ሰባት ብዝተገበራ ምርመራ ላቦራቶሪ…