ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢንዳስትሪ ሌዘር ሸባ መድረኽ ልውውጥ ተሞክሮ ካይዘን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኩለን ኩባንያታት ትእምት ዝተወከሉ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ዝተሳተፉሉ መድረኽ ልውውጥ ተሞክሮ ካይዘን ኣብ ኢንዳስትሪ ሌዘር ሸባ ተሳሊጡ። ኣብ ንጥፈታት ካይዘን እቲ ኢንዱስትሪ ዑደት ብምግባር ዝተጀመረ እቲ መድረኽ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዓመተ 2012 ልዕሊ 200 ደቂ ኣንስትዬ ፆታዊ መጥቃዕቲ ከምዝበፀሐን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 መቐለ: 21 ጥሪ 2012 ዓም (መቐለ ፋና)ኣብ ትግራይ ኣብ 2012 ዓም ልዕሊ 200 ደቂ ኣንስትዬ ፆታዊ መጥቃዕቲ ከምዝበፀሐን ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ኣፍሊጡ። ዞባ ሰሜን ምዕራብን ዞባ ምብራቅ ትግራይን ድማ ብጥቅዓት ደቂ ኣነስትዮ ዝፅርሓ ከባብታት ምዃነን ተገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቫይረስ ኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ጥዕና ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣዊጁ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ቻይና ዝተወለዐ ቫይረስ ኮሮና ዓለም ለኻዊ ስግኣት ጥዕና ኢዩ ብምባል ኣዊጁ። እቲ ውድብ ነቲ ቫይረስ ዓለም ለኻዊ ስግኣት ጥዕና ብምባል ዝኣወጆ፥ ካብ ቻይና ወፃእ ናብ ካልኦት ሃገራት ዓለም እናተዛመተ ምምፅኡ ስዒቡ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተመሓየሸ ረቂቕ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተመሓየሸ ረቂቕ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ 5ይ ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ኣብ ዝተመሓየሸ ረቂቕ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት ተዛትዩ ኢዩ። እቲ ኣዋጅ ኣብ ዘፈር ኢንቨስትመንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕድ ሕድ ሸማታይን ተጠቃማይን ዕዳጋ እንትገብር ባህሊ ምሕታትን ምቕባልን ካርነ፣ ከማዕብል ይግባእ – መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕድ ሕድ ሸማታይን ተጠቃማይን ዕዳጋ እንትገብር ባህሊ ምሕታትን ቅብሊትን ካርነ ከማዕብል ከምዝግባእ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ፥ ቅብሊት ኣብ ምቕባልን ብመልክዕ ቫት ዝእከብ ናይ ሓደራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታቱን ሰራሕተኛታት በረርኡን ብዓለም ለኸ መለክዒ ጥንቃቐ ቫይረስ ኮሮና ብምግባር ናብ ቻይና በረርኡ እናካየደ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 አዲስ አበባ፣ ጥር 21፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታቱን ሰራሕተኛታት በረራን ዓለም ለኸ መለክዒ ብዝሓለወ መልክዑ ሓለዋን ጥንቃቐን ቫይረስ ኮሮናን ብምግባር ናብ ቻይና ዝገብሮ በረራ እናቐፀለ ምዃኑ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይተ ለማ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዢያን ባብቲስት ሌሞይን ተዛትዮም። ብሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዎት መኮንናት ኢትዮጵያ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ብቅድሚ ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቫይረስ ኮሮና ተጠርጢሮም ኣብ ክትትል ሕክምና ዝፀንሑ 4 ኢትዮጵያውያን ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ተጠርጢሮም ኣብ ክትትል ሕክምና ዝፀንሑ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ካብቲ ሕማም ናፃ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ካብ ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ምስ መፅኡ እቲ ሓደ ምልክት ሰዓል ስለ ዝተርኣየሉ፤ ኣብ ክትትል ሕክምና…
ስፓርት ጋንታ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ብሕታዊ ፀወታ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ። እታ ጋንታ 5 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ተሳዒራ። እተን ሸቶታት ድማ ሃብታሙ ገዛሀኝ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ኢንዱስትሪ ኢስተርን ዱከም ዑደት የካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ኢንዱስትሪ ኢስተርን ከተማ ዱከም ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ዑደቶም ድማ ስራሕቲ ምንቅስቓስ ናይቲ ዞባ ኢንዱስትሪ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ካብ 16 ጥሪ ጀሚሮም ኣብ ከተማ ኣዳማ…