ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ መቐለ ብሕክምና ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 397 ሰብ ሞያ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይነስ ዩንቨርስቲ መቐለ ብሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 392 ሰብ ሞያ ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም ሰልጠንቲ ብሞያታት ሜዲሲን፣ ሕክምና ስኒ፣ ነርሲንግ፣ ባዮ ሜዲካል፣ ሚድዋይፍሪ፣ ፓብሊክ ሄልዝ ሓዊሱ ብሳልሳይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን 176 ሰባት ግዳይ ሞት ዝኾኑላ ቦይንግ 737 ብምሳኤል ወቒዓ ክትሕምሸሽ ከምዝገበረታ ኣሚና Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢራን 176 ሰባት ግዳይ ሞት ዝኾኑላ ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን ብምሳኤል ወቒዓ ክትሕምሸሽ ከምዝገበረታ ኣሚና። ልዕሊ 170 ተሳፈርቲን 6 ሰራሕተኛታትን ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን፥ ኣብ ከባቢ ኣየር ኢራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ካብ ዓውዲ ንግዲ፣ ሙያ ማሕበራት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ምስ ዝተወከሉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ኣብ ኤርትራ ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ሞሃመድ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ካብ ትማሊ ጀሚሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ንምግባር ትማሊ ኣስመራ እንትኣትዉ፥ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ጥፍኣት ፈፂሞም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 77 ተምሃሮ ስጉምቲ ወሲዱ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ጥፍኣት ፈፂሞም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 77 ተምሃሮ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። እቶም ተምሃሮ ሰለማዊ ስርዓት ምምሃር ምስትምሃር ንክህወኽ ኣብ ምግባር ልዑል ኣስተዋፅኦ እናገበሩ ከምዝፀንሑ እቲ ዩንቨርስቲ ሓቢሩ። ህልውና እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዙርያ ኣብያተ ትምህርቲ ንወልፊ ዘቃልዑ ትካላት ንግዲ ይበራኸቱ ኣለዉ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝህውኹን ተምሃሮ ንወልፊ ክቃልዑ ዝገብሩን ትካላት ንግዲ ይበራኸቱ ምህላዎም ነበርቲ ገሊፆም። ርእይቶኦም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝሃቡ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሉዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ከምዘሰጋግሮ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ከምዘሰጋግሮ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሽፈራው ተክለማርያም ተዛሪቦም እቶም ኣምባሳደር ምስ…
ጥዕና ወርሓዊ ኩነት ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወርሓዊ ኩነት ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። እቲ ኩነት “ኣዶ ዓንዲ ሑቖ ሃገርን ስድራን ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብቲ ብብርኪ ሃገር ንመበል 14 ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር ዘሎ ወርሓዊ ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ፥…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ሓቢረን ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ሓቢረን ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ካልኣይ ዙር ኮንፈረንስ ኢትዮ-ጃፓን ኢዩ ተፈሪሙ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ኑክቴክ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ኑክቴክ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቲ ልኡኽ ኣብ ዙርያ መቆፃፀሪ ጣቢያ ጉምሩኽ ክትከሉ ዝግበኦም ማሽናት ስራሕ ንምጅማር ናብ ኣዲስ ኣበባ ምምፅኡ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ጣቢያታት ፍተሻ…