ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ማዕቐፍ ምትሕብባር በዓል ብዙሕ ወገን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ክልተኣዊ ምሕዝነት ልምዓተን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን። ብሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ እዋን ፅድያ ግሩፕ ባንኪ ዓለምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝለዓሉ ቅርታታት ዝፈትሕ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ትካላት ብህዝቢ ዝለዓሉ ቅርታታት ዝፈትሕ ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ፀፅታ ገምጊመን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ዝተወገኑ ስራሕቲ ፀፅታ ትሽዓተ ኣዋርሕ ገምጊመን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ንዕቤትን ለውጢን እታ ከተማ ዝምጥኑ ስራሕቲ ፀፅታ ስለዝተሰርሑ ሰላማዊ፣…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ሸቶታት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፁ Desta Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበሮ ተግባራዊ ዝገበሮ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚን ተግባራዊ ንምግባር ዘርኣዮ ቁርፀኝነትን ንኢዱ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፋይናንስ ምስ ዳይሬክተር ማኔጂንግ ክፍሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንክሰርሓ ተሰማሚዐን mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢንተርናሽናል ከሊፋ ቴምር አዋርድን ሕርሻ ኢኖቬሽንን ኣብዱላሃብ ዘይድ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተዋደደ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ን5 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ መንግስቲ ዴንማርክ ብምትሕብባር ዕላዊ…
ስፓርት ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ተዓዊተን mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሓምሻይ ውድድር ፖሊስ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣፍሪካ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳማይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ውድድር ውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቭላድሚር ፑቲን መዓልቲ ዓወት ሩሲያ ኣመልኪቶም ግዝያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኣዊጆም mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን መዓልቲ ዓወት ሩሲያ ኣመልኪቶም ግዝያዊ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኣዊጆም፡፡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ መዓልቲ ዓወት ሩሲያ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምእዋጆም ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ብዓውዲ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ባህለን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ኣብ ዓውዲ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ በዓልቲ ዋና ብዝሃ ባህሊን ታሪካዊት ሃገርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ፈጠራን ክእለትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኣብ ፈጠራን ክእለትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ትምህርቲ፣ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ከምኡ እውን ሚኒስተራት ስራሕን ክእለትን ምስ ኣፍሪካ ብሬይንስ ብምትሕብባበር ዘሰናድእዎ…