ተመን ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክውሰን ምግባር ማለት ምስ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝውሰን እምበር ንበይኑ ተግባራዊ ዝግበር ኣይኮነን-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመን ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክውሰን ምግባር ማለት ምስ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝውሰን እምበር ብቅልጡፍ ንበይኑ ተግባራዊ ዝግበር ከምዘኮነ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ዓለም ለኻዊ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተጀመረ ሃገር በቆል ምምሕያሽ…