ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ወገና ህያብ ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ወገና ህያብ ኣበርኪቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ንዝነብሩ 100 መራሕቲ ስደራ ስደተኛታት ሶሪያ ህያብ ምግቢ፣ ክናድውንቲን መሐለዊ ፅሬትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 429 በፂሑ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 645 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 30 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ሙስሊም ዒድ ሶላት ኣብ ገዝኡ ኮይኑ ንኽሰግድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝበ ሙስሊም ዒድ ሶላት ኣብ ገገዝኡ ኮይኑ ንኽሰግድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ፥ ንመበል 1 ሺሕን 441 ዝኽበር በዓል ዒድ ኣል ፈጥር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ትልሚ ዕቤት ኢኮኖሚ 2020 ከምዘይትነድፍ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ዓመታዊ ትልሚ ዕቤት ኢኮኖሚ 2020 ከምዘይትነድፍ ኣፍሊጣ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ምስ ዘስዐቦ ፅዕንቶ ተተሓሒዙ ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ድሕሪ 1990፥ ንፈለማ እዋን ዓመታዊ ሓፈሻዊ ትልሚ ዕቤት ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ከምዘይህልዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ናብ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ንምምላስ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ናብ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ንምምላስ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ኣመላልኣ ማይ እቲ ግድብ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምድርዳር ድሌት ኣለዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንመከላኸሊ ዕስለ ኣምበጣ ዝኸውን ንኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ዝውዕል ሓገዝ 63 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ ዘፅደቖ ሓገዝ፥ ኣብታ ሃገር ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ሓዊሱ ውሕስና ምግቢን ተረባሕነት ዜጋታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሱዳን መዘነኦም ዓብደላ ሃምዶክ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሱዳን ቀዳማይ ሚኒስትር ዓደላ ሃምዶክ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣብ ዝተሳለጠ ዘተ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 9 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 747 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ትሽዓተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኣፃራዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ካብ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ጥዕናን ቦርድ ምርጫን ዝወሃብ መብርሂ ኣዳሚፁ Gebremariam Weldegerima May 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኣፃራዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ብዝምልከት ዘዳለዎ መድረኽ ምሃብ ሓሳብ ሰብ ሞያታት ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ጥዕናን ቦርድ ምርጫን ዝወሃብ መብርሂ ኣዳሚፁ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ኣድላይነት ህፁፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ኣመራርሓ ተወለድቲ ትግራይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ወረዳ ብብርኪ መሪሕነት ዝሰርሑ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ተወለድቲ ትግራይ ዘተ ኣካይዶም። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ምርጫ ምንዋሕን ካልኦት እዋናዊ ዛዕባታትን ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።…