ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ሓገዝ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ጥዕናን ካልኦት ሰብ ሞያን ሽፋን መድሕን ህይወት ክግበረሎም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ሓገዝ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ጥዕናን ካልኦት ሰብ ሞያን ሽፋን መድሕን ህይወት ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ትካል መድሕን ኢትዮጵያ…