ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል ልዕሊ ብር 53 ሚልዮን ቐረባት ወፃኢ ከም ዝተገበረ ንኡስ ኮሚቴ ቴክኒካል ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል ልዕሊ ብር 53 ሚልዮን ቐረባት ወፃኢ ከም ዝተገበረ ንኡስ ኮሚቴ ቴክኒካል ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቶም ቐረባት ካብ መንግስትን ሰብ ውልቀ ሃፍትን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ካብዚ ድማ እቲ 30 ሚልዮን ቀረባት ናብ…