ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 131 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 408 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኡ፥ ካብቶም ምርመራ ዝተገበረሎም ሓደ ሰብ በቲ ቫይረስ…
ቢዝነስ ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረት ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን እታ ሃገር ጀርድ ሙለር ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ሃገሮም ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ብዝርዝር ንምርኣይ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ተመሪሑ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብ ዘሳለጦ ኣኼብኡ፥ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ሓፈሻዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ርእዩ። ኣካቢት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ንግስተ ነገስት ዘኢትዮጵያ” ብዝብል መፀውዒ ንባዕላ ዝሰየመት እህተ ማርያም ብዝብል ስም እትፅዋዕ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓለት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)“ንግስተ ነገስት ዘኢትዮጵያ” ብዝብል መፀውዒ ንባዕላ ዝሰየመት እህተ ማርያም ብዝብል ስም እትፅዋዕ ውልቀ ሰብ ትማሊ ምሸት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እታ ውልቀ ሰብ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብዝፃረር መገዲ ብስም እምነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ልዕሊ 33 ሺሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍልፍሎም ዘይተፈለጠን ደረጀኦም ዘይሓለዉን ልዕሊ 33 ሺሕ መሸፈኒ ገፅ(ማስክ)ን 4 ሺሕን 452 ሊትሮ መንፅሂ ኢድ ዛኒታይዘራትን ተታሒዞም። በዓል መዚ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ጥዕና ምግቢን ኣፋውስን ኣዲስ ኣበባ፥ ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ…
ኮሮናቫይረስ መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ የብሉን – ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ ከምዘይግባእ ንኡስ ኮሚቴ ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን እናተጥሓሰ ከምዝርከብን መንግስቲ እቲ ድንጋገ ኣብ ዘየኽብሩ ኣካላት ስጉምቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዝነበሩ164 ተጓዓዝቲ ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም። Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ክትትል ዝግበረሎም ካብ ሞንጎ ዝግበረሎም ዘሎ 467 ተጓዓዝቲ እቶም 164 ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም። ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም፥ ሕብረተሰብ ካብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምሕላው…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ሞሮኮ ብኣማኢት ዝቑፀሩ እሱራት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ልዕሊ 300 እሱራት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። ኣብ ሞሮኮ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ብዙሓት ሰባት ከምዘለዉ ክፍለጥ ዝኸኣለ፥ ኣብታ ሃገር ብዝተገበረ ኣልማሚት ምርመራ እሱራት ኢዩ። እቲ ምርመራ ንኽጅመር ቀንዲ ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ዝተረኸቡ 9 ውልቀሰባት ብገንዘብ ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ዝተኸሰሱ ትሽዓተ ውልቀሰባት ቅፅዓት ገንዘብ ተበይኑሎም። እቶም ወልቀሰባት 9 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ፀባብ ኣብ ዝኾነት ሓንቲ ክፍሊ ውሽጢ ጫት እናቐሓሙ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 4 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 766 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብዚኦም እቶም ኣርባዕተ…