ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ለይቲ ሰዓት 7፡30 ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ዘመናዊ ዱኽዒ/ማዳበሪያ ብምፅዓን ካብ ኣዳማ ተበጊሳ ኣብቲ ከተማ እንትትበፅሕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኢዩ እቶም ሰባት…
ኮሮናቫይረስ ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ሰባት ግልጋሎት ምትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒ ናብ መላእ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕርቦት መድሓኒት ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ሰባት ግልጋሎት ምትንፋስ ዝሕግዝ ሲሊንደራት ኦክስጅን ናብ መላእ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መሳርሒ 3 ሺሕን 322 በዝሒ ዘለዎ እንትኸውን፥ ናብ 31 ዝተመረፃ ሆስፒታላት፣…
ቢዝነስ ኣይተ ጌታቸው ሓጎስ ግዚያዊ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ግሩፕ ሚድሮክ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ጌታቸው ሓጎስ ግዚያዊ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ግሩፕ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም። ኣይተ ጌታቸው፥ ልዕሊ 20 ዓመት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ናይቶም ኩባኒያታት ኮይኖም ከገልግሉ ዝፀንሑ ዶክተር ኣረጋ ይርዳው ካብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ክኽፈት ኢዩ – ቢሮ ሓላዋ ጥዕና… Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና (RT_PCR) ኣብዚ ሰሙን ንምኽፋት ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሓላዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ምግቢ ተንከፍ ዝኾኑ እታወታት ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣረኪቡ። ኣብ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቢ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ 86 ሰባት ብሕማም ብጫ ዓሶ ተታሒዞም – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 86 ሰባት ብሕማም ብጫ ዓሶ ከምዝተታሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስተር፥ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳታት ኣነሞርን ኤነርን ካብ መወዳእታ ወርሒ ለካቲት ጀሚሩ ምልክት እቲ ሕማም ምርኣዪ…
ኮሮናቫይረስ ካብ ቫይረስ ኮሮና ዝሓወዩ ቀዳማይ ሚኒስተር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ስረሖም ብዕሊ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ካብ ቫይረስ ኮሮና ስለዝሓወዩ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ስረሖም ብዕሊ ጀሚሮም። እቲ ቫይረስ ምስተረኸቦም ኣብ ከተማ ለንደን ዝርከብ ሴንት ቶማስ ሆስፒታል ኣትዮም ንሓደ ሰሙን ጥቡቕ ሕክምናዊ ክትትል…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ዝሓወዩ ሰባት ቁፅሮም 50 ምብፅሑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጠን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም 943 ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትምህርቲ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምክልኻለል ዘኽእል ምኽረ-ሓሳብ ፖሊሲ ንምድላው ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀፃሊ ዕፃ ትምህርቲ ዝምልከቶ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ትካል ዓለም ለኸ ባህሊን ትምህርቲን (ዩኔስኮ) ካልኣይ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ንፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዝውዴ ሓዊሱ ዝምልከቶም ኣካላት ተሳተፍቲ ኮይኖም። ቫይረስ ኮሮና ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ለኸ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሰለስተ ሚሊየን ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። መዓልታዊ ፀብፃብ ቫይረስ ኮሮና ወርልድኦሜተር ከምዘመላኸቶ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 3 ሚሊየን 4 ሺሕን 116 ከምዝበፅሕን ህይወቶም…