ብጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብመስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት መከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ብመሰረት እዚ ንሳልሳይ እዋን ዝተልኣኹ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን(ማስክታት)፣ 500 ሺሕ…