Fana: At a Speed of Life!

መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መቐለ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡

መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ባህርዳር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ባህርዳር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡

መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ሃረሪ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ክልል ሃረሪ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ኣብ ወረዳታት ገፀርን ከተማን እቲ ክልል ዝርከብ ህዝበ ሙስሊም ኣብ ከተማ ሃረር ስታዲየም ኢማም ኣሕመድ…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ብቅድስት ኣባተ

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ “ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ን1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ እቲ በዓል ኣብ…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዮሱፍ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ መንፈስ ረመዳን ኣብ ኣፍሪካ ኢሉውን ዓለም ሰላም፣ ፍትሕን…

ክብሪታት ዒድ ኣል ፈጥር ንህንፀት ሃገር ኣድለይቲ ኢዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክብሪታት ዒድ ኣል ፈጥር ንህንፀት ሃገር ኣድለይቲ ኢዮም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ