ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን። ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን፣ ኢንስቲትዩት መርምር ኣርማወር ሃንሰንን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ማእከላዊ ክልል ኢትዮጵያን ምስ ዞባ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብ20 ሚሊየን ብር ዘህነፆም ኣባይቲ ንተረባሕቲ ኣረኪቡ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ ቢሮ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን እቲ ክልል ብምትሕብባር ብ20 ሚሊየን ብር ዘህነፆም ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት ኣረኪቡ። ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ እቲ ቢሮ ሙክታር ሳሊህ፥ እቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ፖለቲካ ንምዝማን ኣብ መንጎ ንሕንሕን ምትሕብባርን ሚዛን ምሕላው የድሊ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Oct 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ፖለቲካ ንምዝማን ኣብ መንጎ ንሕንሕን ምትሕብባርን ሚዛን ምሕላው የድሊ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣባላት ቤት ምኽሪ መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ክልል ኣምሓራ መድረኽ ዘተ…
ስፓርት ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ዝተፃወታ ክልቲአን ጋንታታት ቼልሲ ብኣሌሃንድሮ ጋርናቾ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ኢሲዶርን ታልቢን…
ስፓርት ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ሲዳማ ቡና ያሬድ ባዬህ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ቅድም ክብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ልምዓት ኣቮካዶ ብፍሉይ ትኹረት ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 15፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ቀፃሊ ብፍሉይ ትኹረት ካብ ሞንጎ ዝስረሐሎም ሓደ ልምዓት ኣቮካዶ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡ ንዝቕፅሉ 15 ዓመታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ፕሮግራም ልምዓት ኣቮካዶ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ንዜጋታት ምቹው ሜላ ናብራ እናፈጠረ ይርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሐ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ተወሳኺ ምስሊን ፅባቐን ሂቡ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልግና ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ምስሊ ከተማታት ካብ ምልዋጥ ሓሊፉ ርኡይ ኢኮኖሚዊ ረብሓ ኣለዎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዝበኑ ዝጠልቦን ደረጃ ፅሬቱ ዝሓለዉን ኢዮም ክብሉ ብመዓር ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ሓቢሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዘለዋ ታሪኽን መሰል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ሕቶኣ ጉዳይ ህልውና ኢዩ – ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝወሃቦ ግቡእ ንምውፃእ ኣብ ዘኽእል ኩለመዳይ ቁመና ይርከብ ኢሎም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ፡፡ መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰልና ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ቁመና ንርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወናንነት በሪ ባሕሪ ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ቁመና ንርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቤት…