ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትካል ግልጋሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ።
ተርሚናልን ወደብን ሞጆ መብዛሕትኦም ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉን ዝመፅኡን…