ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 82 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተፈረመ ንመፈፀሚ ፕሮጀክት ህፁፅ እዋን ምላሽ ምሃብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 82 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። ብውድብ…
ኮሮናቫይረስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቦርድ ኣባላት መርማሪ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ብዘሳለጦ ፍሉይ ኣኼባ ቦርድ ኣባላት መርማሪ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኮቪድ-19 ንምሻም ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ መርሚሩ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ፍሉይ ኣኼቡኡ ዝርገሐን መጠን ጉድኣትን ለበዳ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 9 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ትሽዓተ ሰባት ከም ዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 442 ሰባት እቶም ትሽዓተ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተረጋጊፁ ኣሎ። ነዙይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተወሳኺ በጀት ብር 28 ቢሊየን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ተወሳኺ በጀት ብር 28 ቢሊየን ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ካልኣይ ፍሉይ ኣኼብኡ፥ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀትን መስተኻሊ ኣሸፋፍና ወፃኢን በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘመን ባስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ይህብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣክሲዮን ማሕበር ዘመን ባስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጢ። እቲ ኣክሲዮን ማሕበር፥ ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝህሉ ምጨናናቕ ሰባት ንምፍታሕ ግልጋሎት ንመሃብ ከምዝወሰነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል 50 ሚኢታዊ ገዛ ኽራይ ነክዩ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል ካብ ወርሒ ሚያዚያ ጀሚሩ 50 ሚኢታዊ ምንካይ ገዛ ኽራይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ረሻድ ከማል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ምስ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ እቲ…
ኮሮናቫይረስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ መበል ካልኣይ ፍሉይ ኣኼብኡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል፣ ንምቁፅፃርን ዘስዕቦ ጉድኣት ንምቕናስን ዓሊሞም ዘውፅእዎ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ንግድብ ህዳሰን ንመከላኸሊ ኮቪድ-19ን ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ንግድብ ህዳሰን ንመከላኸሊ ኮቪድ-19ን ዝኸውን ሓገዝ ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “ናይ በሓቂ ሕድሕድ ተግባር ተመጣጣኒ መልሲ የስዕብ ኢዩ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናንት ጀነራል ኣብደል ፈታህ ኣብደልራህማን ቡርሃን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናንት ጀነራል ኣብደል ፈታህ ኣብደልራህማን ቡርሃን ብቴሌፎን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ፥ ኮቪድ 19 ዘስዕቦ ምንጋዕ ንምክልኻል ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 1 ሚልየን ተበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ትግራይ ብመሰረት ዘቕረቦ ፃውዒት ሓገዝ ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 1 ሚልየን ተበርኪቱ። ነዚ ሓገዝ ዘበርከቱ ወናኒ ኮንስትራክሽን ተኽለብርሃን እምባዬ ኣይተ ተኽለብርሃን እምባዬ ብር 1…