ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ወጊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ከምዝወገነ ኣፍሊጡ።
እቲ ማሕበር ምስ ዩንቨርስቲ መቐለ ኮሌጅ ሕግን ምምሕዳርን ብምትሕብባር፥ “ማይክሮ ፋይናንስ ንኹለመዳይ ዕብየት” ብዝብል ርእሲ ዘተ…