ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ሰነድ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ሰነድ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ብሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ዝተኸፈተ እንትኸውን፥ በቲ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ተሳተፍቲን መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቕዓት ዘይብሎም ገናሕቲ ፍቓድ መግንሒ ከይረኽቡ ዝገብር ኣሰራርሓ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክትግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽናያት ስእነት ዓቕሚ ዝፍጠር ሓደጋ ትራፊክ ክንኪ ኢዩ ዝተብሃለሉ ስርዓት መቆፃፀሪ ብቕዓት ገናሕቲ ክዝርጋሕ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ዝዝርጋሕ ስርዓት፥ ዝኾነ ይኹን ዓቕሚ ምግናሕ መኪና ዘይብሉ ውልቀ ሰብ ፍቓድ መግንሒ(መንጃ ፍቓድ)…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፈን Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ናዲን ዶሪስ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፋ ተረጋጊፁ። እተን ሚኒስትር ብዝተገበረለን ሕክምናዊ ምርመራ በቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዛ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንብሕተን ኣብ መንበሪ ቤተን ንክዕቆባ ከምዝተገበረ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ከካይደኦ ዝነበራ ፀወታ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ምሸት ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ከካይደኦ ዝነበራ ፀወታ ፕሜር ሊግ እንግሊዝ ብምኽንያት ስግኣት ቫይረስ ኮሮና ንኻሊእ ግዘ ተናዊሑ። እቲ ፀወታ ንኻሊእ እዋን ክናዋሕ ዝኸኣለሉ ቀንዲ መበገሲ ምኽንያት፥ ወናኒ ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኦሎምፒያኮስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ክልል ደቡብ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 አዲስ አበባ ፣ መጋቢት 2 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ክልል ደቡብ ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ካቢኔ ኣብ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ብምምርማር ንኽፀድቁ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ ኣብ 47…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓለም ለኸ ጉጅለ ኣዘዋዋሪ መሳርሒታት ኲናት ናብ ኢትዮጵያ ብሕቡእ ክኣቱ ዝተገበረ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ማሳርሒታት ኲናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓለም ለኻዊ ጉጅለ ኣዘዋዋሪ መሳርሒታት ኲናት ብወደብ ጅቡቲ ኣቢሉ ናብ ኢትዮጵያ ብሕቡእ ክኣቱ ዝተገበረ ክልተ ኮንተይነር ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከክውዕል ምግባሩ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ፅልኢት ዘረባ ዝፍንዉ ኣካላት ግቡእ ስጉምቲ ክውሰድ ይግባእ – ፓርቲታት ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሓድነት ኢትዮጵያውያን ክሽርሽሩ ዝኽእሉ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ኣብ ልዕሊ ዝፍንዉ ኣካላት ግቡእ ስጉምቲ ክወስድ ከምዝግባእ ኣመራርሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ኣተሓሳሲቦም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ኣብ ክሊ ናፅልኢት ዘረባ ዝፍንዉ ኣካላትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ግብፂ ብተግባር ግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 112 ሰባት ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕ ተበይኑሎም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ኣብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ተሳቲፎም ዝተብሃሉ 112 ሰባት ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕ ተበይኑሎም። እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ ግብፂ ኢዮም ብገበን ተግባር ግብረ ራዕዲ ትፍኣተኛታት ዝተብሃሉ። እቶም ተኸሰስቲ ኣብ ጣቢያታት…
ቢዝነስ ኩባኒያ ሩሲያ “X5” ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈርዩ ዕምበባታት ምግዛእ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ መከፋፈሊ ምግቢ ኩባኒያ ሩሲያ “X5” ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈርዩ ዕምበባታት ምግዛእ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ካብ ኢትዮጵያ ዝገዝኦም ዕምበባታት ናብ ሩሲያ ኣእቲዩ ከከፋፍል ከምዝደሊ ገሊፁ ኣሎ። እቶም ካብ ኢትዮጵያ ዝግዝኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዝርከብ መቓብር ሓርበኛታት ትግራይ ተፈፂሙ። ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋው፥ ኣብ 1970ታት ጋዜጠኛ ሬዲዮ ጀርመን ዝነበት…