Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዓረፋ እንትነኽብር ናይቲ እምነት ኣስተምህሮ ክንክተልንን ክንትግብርን ይግባእ – ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሐጂ ኢብራሂም ቱፋ በዓል ዓረፋ እንትነኽብር ናይቲ እምነት ኣስተምህሮ ብምክታልን ብምትግባርን ክኸውን ይግባእ ኢሎም፡፡ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) በዓል…

ሃፍቲ መንግስትን ህዝብን ንዝተሓሰቦ ዕላማ ንምውዓል ክስራሕ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃፍቲ መንግስትን ህዝብን ካብ ግዕዝይና ኣሰራርሓ ተሓልዩ ንዝተሓሰቦ ዕላማ ንክውዕል ምስራሕ የድሊ ኢለን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ፡፡ መበል 23 ዋና ኦዲተር ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፌደራልን ክልልን፣ ፌዴራል ከምኡ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ማሕበረሰብ ንግዲ ንሃገራዊ ብልፅግና ንምርግጋፅ ዝገብርዎ ተሳትፎ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ኢሎም፡፡ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ማሕበረሰብ ንግዲ ፌዴራል "ግደ ኩለመዳያዊ ብልፅግና ንማሕበረሰብ…

መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ተሰሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ብዙሓት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢሉ ሚኒስትር ጥዕና፡፡ ስልጠና ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ቀረብ መድሓኒትን ዘርፈ ብዙሕ ምላሽ ኣብ ምቕራፍ ከም ሃገር ልዑል ዕብየት እናመዝገበ ምዃኑ…

ኢኒሼቲቭ ኣቮካዶ ዝሐሸ ውፅት ይረኣየሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኢኒሼቲቭ ኣቮካዶ ኣብ ጅማሮ ዝርከብ ይኹን እምበር ዝሐሸ ውፅኢት እናመዝገበ ይርከብ ኢሉ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ሆልቲካልቸር ኣብደላ ነጋሽ ከምዝበሉዎ፤ እናተተኸሉ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ፈልሲታት ፍራምረ ኣቮካዶ…

ዉሕጅ ብምስዓብ ስግኣት ዝፈጥር ዝነበረ ማይ ንሓረስቶት ተረባሕቲ ይገብር ኣሎ- ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ግብርና  ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ሃላባ ወረዳ ዌራ ዲጆ ጣቢያ ሲንቢጣ ዉሕጅ ብምስዓብ ስግኣት ዝፈጥር ዝነበረ ማይ ንሓረስቶት ተረባሕቲ ይገብር ኣሎ ኢሎም። ኣብቲ ዞባ ብመስኖ ዝፈሪዩ ዝተመሓየሹ ፍሪያታት…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘካይዶ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ኩሉ ማሕበረሰብ ንቑሕ ተሳትፎ ክህልዎ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘካይዶ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ኩሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ብንቑሕ ተሳትፎ ሓሳቦም ንክገልፁ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ግርማሞገስ ጥበቡ ምስ…

14 ሃገራት ዝሳተፋሉ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)14 ሃገራት ዝሳተፋሉ 7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ካብ 12 ክሳብ 14 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ፌርትሬድን ፕራን ኢቨንትስ ጀርመንን ብሓባር ኣብ ዘካይዱዎ ዓውደ ምርኢት÷ ዓለም ለኸ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ኣዋጃት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 33 ስሩዕ ኣኼብኡ ክልተ ስምምዕነታት ልቓሕ ሓዊሱ ኣዋጅ ኣተሓሕዛን ኣወጋግዳን ደረቕ ጓሓፍ ኣፅዲቑ። ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ  ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓረብ ንልምዓት…

መንግስቲ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝሃቦ ትኹረት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ንሰላም ከምኡ እውን ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝሃቦ ትኹረት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር 3ይ ኤክስፖ ጎስጓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕና እውን ንሸምት”  ኣብ ከተማ…