ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ሎሚ ንጎሆ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድፍዕ ተተኩይሱ። ኢትዮጵያውያን ብሓባር ብምዃን ኣብ ልዕሊ ወራሪ ጣሊያን ዓወት ዘመዝገቡሉ እቲ በዓል፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ከተማ ዓድዋ ኣትየን Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ከተማ ዓድዋ ኣትየን። እተን ፕዚዳንት ኣብ ኣኽሱም መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ እንትበፅሓ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ካብ መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ አበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ድርድር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ካብ መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢን ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጂ ፌዴሬኢን፥ ሴክሬታሪ ዲፓርትመንት ቤት ግምጃ ኣሜሪካ 21 ለካቲት 2012 ዓ.ም (ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 80 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። በቲ ቤት ምኽሪ ካብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመመረቒ ዝዳለዉ ፅሑፋት ብሶፍትዌር ተመርሚረም ካብ ፕላጃሪዝም ናፃ ምዃኖም እንተይተረጋገፀ ዲግሪ ከምዘይህብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ 22 ለካቲት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ፖሊሲ ፀረ-ፕላጃሪዝም (Anti-Plagiarism) ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ንመመረቒ ዝዳለዉ መፅናዕታዊ ፅሑፋት፥ብአርከንድ (URKUND) ሶፍትዌር ተመርሚረም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል 11 ለካቲት ህዝቢ ትግራይ ዝኸነ ወፅዓ ዘይቅበልን ብሽርሒ ዘይስኮን ህዝቢ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ – ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል 11 ለካቲት ህዝቢ ትግራይ ዝኸነ ወፅዓ ዘይቅበልን ብሽርሒ ዘይስኮን ህዝቢ ምዃኑ ዘረጋገፀሉ በዓል ከምዝኾነ ምክትል ኣቦ መንበር ህወሓትን ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ገሊፀን። ፅምብል በዓል 11 ለካቲት ኣብ ማእከል ሃገርን ካለኦት ክፍሊታት…
ቢዝነስ ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ ግእዝ ተጣይሻ Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ ግእዝ ሎሚ መዓል ተጣይሻ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ እታ ማይክሮ ፋይናንስ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ብመዓርግ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ ፅምብል በዓል 11 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)መዛዘሚ ፅምብል በዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ነቲ በዓል ንዘተሓባብሩን ፀጥታ ዘኽብሩን ኣካላት ኣቐዲሙ መደብ ኦሬንቴሽን ከምዝተውሃቦም ማሕበር መናእሰይ ትግራይ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ፓወሪንግ ኣፍሪካ ተሳቲፋ Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ፓወሪንግ ኣፍሪካ ተሳቲፋ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ጎድኒ ንጎድኒ እቲ ጉባኤ፥ ምስ ኣመራርሓታት ባንኪ ኤግዚም ኣሜሪካን ባንኪ ዓለምን፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ዘውዲ ንጥንታዊ ቤተ ክርስትያን ስላሴ ጨለቖት ሎሚ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ዘውዲ ንጥንታዊ ቤተ ክርስትያን ስላሴ ጨለቖት ሎሚ መዓልቲ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። “ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብምስራቕ ናብ ወፃኢ ዓዲ ዝወፅኡ ቅርስታት ምምላስን…