“ምልክት ሕማም ቫይረስ ኮረና ተራእይዎ ኢዩ” ብዝብል ተጠርጢሩ ኣብ መዕቖቢ ማእኸል ተፈሊዩ ዝነበረ ወልቀ ሰብ ካብቲ ሕማም ናፃ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”ምልክት ሕማም ቫይረስ ኮረና ተራእይዎ ኢዩ” ብዝብል ተጠርጢሩ ኣብ መዕቖቢ ማእኸል ተፈሊዩ ዝነበረ ወልቀ ሰብ ካብቲ ሕማም ናፃ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
እቲ ተጠርጣሪ ቅድሚ ሓሙሽተ መዓልታት ካብ ቻይና ቤጂንግ ናብ ኢትዮጵያ…