ኢትዮጵያን ደቡብ ኮርያን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 27 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮርያን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 27 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን።
ክልቲአን ሃገራት ሰለስተ ሰነድ ስምምዕነታት ኢየን ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት ኣብ ሽዱሽተ ዓመት ዝፍፀምን…