ጂ ኤን ቢ ዝተብሃለ ትካል ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ኣበ ፍርያታት ቴክኖሎጂ ክዋፈር ከምዝገደሊ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ካሊፎርኒያ ዝኾነ ጂ ኤን ቢ ዝተብሃለ ትካል ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ መፍረያይነት ኣብ ዘዕብዩ ፍርያታት ቴክኖሎጂ ናይ ምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ።
ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ኬን ሃሪሰን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ጀማል…