ብዘይ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ምዝገባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዘይ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ምዝገባ ተጀሚሩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ ሃገራት ማእኸላይ ምብራቕ ምስ ዝነብሩ…